ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምክልካል ሓዊ ባርዕ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕክምና ናውቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 25, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 20, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 20/07/2011ዓ/ም ክሳብ 24/07/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ጨረታ መደብ