ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 20, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 21, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 18, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 18/07/2011ዓ/ም ክሳብ 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-416570 ምድዋል ይከኣል፡፡