ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ /ከነማ ፋርማሲ/ ዝህቦም ግልጋሎት ንተገልገልቲ ንምብፃሕ ንዝምልከተኩም ፕሮሞተራት ብፕሮፎርማ ኣወዳደሪና ክነፋልጥ ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 21, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 17, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 16/07/2011ዓ/ም ክሳብ 21/07/2011 ሰዓት 4፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0342-406607/0344-400111 ምድዋል ይከኣል፡፡