ፕሮጀክት ምትእስሳር ማኑፋክቸሪንግ ንግድን ሃገር ለኸ ኤግዚቭሽንን ባዛርን 2011 መቐለ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ንዝካየድ ሃገራዊ ኤግዚብሽንን ባዛርን ምድላው ዝሕግዙ ባነር፣ ስቲከርን ፖስተርን ከሐትም ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 18, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 12/07/2011ዓ/ም ክሳብ 17/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡90 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-753503/ 0914-197313 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s