ጥላሁን ይግዛው ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ 2011 ንዕገና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 15, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 15, 2011 3:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 11, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 11/07/2011 ዓ/ም ክሳብ 15/07/2011ዓ/ም
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 15/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0347-771828 ምድዋል ይከኣል፡፡