ዞባ ምዕ/ማእ/ቤ ፍርዲ ምድብ መጋባእያ ሑመራ ኣብ 201 ዓ/ም ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድትን ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 16, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 16, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 11, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 11/07/2011 ዓ/ም ክሳብ 16/07/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 16/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-480028 ምድዋል ይከኣል፡፡