ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ናይ ሞዴል 683 N3 ዓባይ ኢነትረ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 11, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/07/2011ዓ/ም ክሳብ 11/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 8፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0341-412505/0914-591108/0948-536208 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s