ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት መደበኛ በጀት ብዝትረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈትና ምም/ር ፖሊስ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ናይ መኪና መጋየፂ /መመላክዒ/ ታፒሰርያ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 11, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መጋቢት 9, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 09/07/2011ዓ/ም ክሳብ 11/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0918-034591 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡