ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ ዝ/ዩ ዓይነት ኮምፒተራር ፕሪንተራትን ሳይክላትን ካልኦት ዘገልገሉ ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 14, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 16, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 7, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,500.00
bidding: search status closed
1 ተጫረቲ ነቲ ንብረት ኣብ ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ሓፍነት ብኣካል ምርኣይ ይከኣል፡፡
2 እቲ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ን10ተ ተከታተሊ መዓልቲ ኮይኑ ካብ 05/07/2011 ክሳብ 13/07/2011 ዓ/ም ይከውን፡፡
3 ተጫረቲ እቲ ጨረታ ክጫረት እንተኮይኑ ናይ ጨረታ መከበሪ ቅድሚ ምክፋቱ ዝምለስ ብር 1500.00 ብር ከትሕዙ ዝክእሉ፤
4 ዘሸነፈ ተጫራቲ ንዘሸነፎ ንብረት ገንዘብ ናብ ት/ፋይናንስን ኣታዊ ምስገበረ ኣብ ውሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ከልዕል ይግደድ፡ብዝተብሃለ መዓልቲ ዘየልዓለ ብመትሓጃ ዘትሓዞ ገንዘብ ይቅፃዕ፡፡
5 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብጥንቃቀ ክምላእ ኣለዎ፡፡
6 እቲ ጨረታ 13/07/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11:30 ተዓፅዩ ዕለት 16/07/2011 ዓ/ምተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ልክዕ ሰዓት 4:00 ይክፈት፤
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤
8 ናይ ሚዛን መጋዓዝያ ናይ ሸቃላይን ጉልበት ዋጋ ዘልዮም ንብረታት ብሙሉእ ተጨራታይ ባዕሉ ዝሽፍን ክከውን ኣለዎ፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0344-416284 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል