ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 20, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 20, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed

1 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴተ ታክስ ዝኮንኩም ናይ 2011 ዓ/ም በቢዘፈር ስራሕ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ምቅራብ እትክእሉ፤

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምምዝጋብኩም እዉን መረዳእታ ዘለኩም ናይ ወርሒ ጥሪ 2011 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መራዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ፤

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ እዉን ዘለኩም ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር እዉን ምቅራብ እትክእሉ፤

4 ንኩሎም ፍቃዳት ዋና ምስ ቅዳሕ አተሓሒዝኩም እዉን ክተቅረቡ አለኩም፤

5 ዝተመለአ ሰነድ መቅረቢ ዋጋ ሐደ ዋናን ሓደ ቅዳሕን ጠቅላላ ክልተ ፖስታ እዉን ክተቅረቡ ይግባእ።

6 መከበሪ ጨረታ ንነብሰወከፍ 5000.00 ቅርሺ ከትሕዙ ዘለኩም ክትወዳደሩ ትክእሉ ምክንኩም

7 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ድጋፋ ፋይናንስ ንብረት ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 05/07/2011ዓ/ም ክሳብ 19/07/2011ዓ/ም ክትወስዱ ትክእሉ፤

8 እቲ ጨረታ 20/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት።

9 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣታዊ ይገብር።

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

11 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምወሳክን ምቅናስን መሰል ኣለዎ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-442755/0342-440307 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s