ቤት ማዘጋጃ ከተማ የጭላ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ንብረት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 30, 2011 5:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ 28/06/2011ዓ/ም ዕለት 30/06/2011ዓ/ም
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 30/06/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-220008/0945-796262 ምሕታት ይከኣል፤