ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 12, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 12, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 29, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 60.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ንናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::
2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎም
3 ጨረታ መኽበሪ ብር 3000.00 ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::
4 ጨረታ ሰነድ 60.00 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ር መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ፤
5 እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣብ ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨው ከረክብ ዝክእል፤
6 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::
7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 28/06/2011 ዓ/ም እስካብ 12/07/2011 ዓ/ም ይኸዉን::
8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 12/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ኣብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር ይኸዉን::
9 ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::
10 ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::
11 እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::
12 እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::
መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-475674 ይደዉሉ::