ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 2, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 2, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 28, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 27/06/2011ዓ/ም ክሳብ 02/07/2011 ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 02/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400403 ምድዋል ይከኣል ለ

 

ጨረታ መደብ

s