መራከቢ ምስ/ሕ/ስ/ማሕበራት ዕደጋ ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ዝተረከበ በጀት ፅ/መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 2, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 2, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 02/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 02/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-402965/412767 ፋክስ 402966 ምድዋል ይከኣል፤