ቢሮ ጉ/መ/ስ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ጨርቃ ጨርቅን ኣልባሳትን ባንዴራታትን ስፖርት ዕጥቅን ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 29, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 29, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 27, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/06/2011ዓ/ም ክሳብ 29/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 29/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408887 ምድዋል ይከኣል፤