ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት ንዝ/ዩ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ተዛመድትን፣ ሕትመት ፣ ስፖርትን ኣቅሑ ፅሬትን ብሕጋውያን ነጋዶ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይድሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 9, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰንበት የካቲት 24, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢ ሎቱ ዝተፈላለየ እዩ
bidding: search status closed

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲን፣ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዋናን ቅዳሕን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን፤

3 ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዝገበርሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን፤

4 መከበሪ ጨረታ ምድብ 1 ሕትመት 500.00 ቅርሺ፣ ምድብ 2 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ተዛመድትን 1000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ምድብ 3 መሳርሒ ህንፃ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ምድብ 4 ስፖርት 500.00 ቅርሺ፣ ምድብ 5 ሳኒተሪ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ኣቅሑ ፅሬት 5000.00 ሽሕ ቅርሺ ብሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ፤

5 ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ኣጓዒዙ ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት ከረክብ ዝክእል፤

6 ካብ ዝሰዓሪ 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልድ ታክስ ክከፍል ዝክእል፤

7 ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስተገለፀ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ ኣትሒዙ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

8 ሰነድ ጨረታ ካብ 18/062011ዓ/ም ክሳብ 06/07/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ሰዓት ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይትን ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ከ/ ስ/ ዕ/ ፋ/ ምም/ ር ንብረትን 2ይ ደብሪ እናመፃእኩም ምውሳድ ትክእሉ ፤

9 እቲ ጨረታ 09/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅ.ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ከ/ ስ/ ዕ/ ፋ/ ምም/ ር ንብረትን 2ይ ደብሪ ይክፈት፤ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም ካብ ምክፋት ዓዲ ኣይውዕልን፤

10 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0919-450760/0914-251795/0344-330203 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ጨረታ መደብ

s