ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምም/ር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ንቤት ፅሕፈት /ምም/ር፣ ቤት ፅሕፈት ዞባ ክልል ስታፍ፣ ቤ/ፈት ጥ/ሕ/ው/ምሃብን ቤት ፅሕፈት ህዳሴ ግድብን ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 22, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 22, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 20, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 19/06/2011ዓ/ም ክሳብ 21/06/2011

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/06/2011ዓ/ም ሰዓት 2:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-406451 ምድዋል ይከኣል፤

ጨረታ መደብ

s