ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንዳ/ዳ/መ/ዕደጋን ንብረት ምም/ር ታ.ቁ 4-01538 ት.ግ ሞዴል HZJ 78L ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሓ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 19, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 19, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም የካቲት 16, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/06/2011ዓ/ም ክሳብ 18/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00
2 እዚ ፕሮፎርማ 18/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291/415152 ምድዋል ይከኣል፤