ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከላዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ናይ ሰራሕተኛ ባጅ /መለለይ መንነት/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 16, 2011 9:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 14, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት13/06/2011ዓ/ም ክሳብ 15/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ቅ/ሰዓት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400009 ምድዋል ይከኣል፤