ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ንላብራቶሪ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ንምሃብ ሚኒባስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 16, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 14, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 13/06/2011 ዓ/ም ክሳብ 16/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ቅ/ሰዓት

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 16/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-413795 ምድዋል ይከኣል፤

ጨረታ መደብ

s