ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና እምባ ኣላጀ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ኣቅሑ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 22, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 22, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 8, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ካብ ዕለት 07/06/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/06/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ዘይመለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ይዕድም
2 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ መረደእታ ከቅርብ ዝክእል፤
3 መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይ ከቅርብ ዝክእል፤
4 ኣብ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ዝኮነን ናይ ወርሒ ታሕሳስ ወይ ጥሪ 2011 ዓ/ም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤
5 ናይ መቅረባይነት ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤
6 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤
7 ኣብ ዝተገበረ ጨረታ ናይ በዝሒ 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከም ዝከኣል ምፍላጥ የድሊ፤
8 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ንመሳርሒ ፅሕፈት ዕለት 22/06/2011 ዓም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ይክፈት፤
9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344-210089 ወይ 0344-210276 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤