ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ንሕጊ ተሃነፅቲ ኣብ ዝህነፅሉ ምግብና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከመግብ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 21, 2011 4:20 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 21, 2011 4:40 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 6, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
bidding: search status closed

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም፣ ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ምስክር ወረቀት ዘለዎ

2 ናይ ወርሒ ሕዳር 2011 ዓ/ም ወርሓዊ ሒሳብ ዋናን ቅዳሕን አተሓሒዙ ዘቅርብ  ዝገበረ ምካኑ፤

3 መክበሪ ጨረታ ንምግብና 15000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ብባንኪ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ኣቀዲምኩም ክተትሕዙ እትክእሉ፤

4 ንሓደ ተሃናፃይ ንምግቢ ብመዓልቲ 15 ቅርሺ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክፈልጥ ኣለዎ፤

5 ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዝተጓወሐሉ 06/06/2011ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲ ግራት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 9 ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ ሰነድ ጨረታ ሽም፣ ክታም፣ ማሕተምን ፣ንፁር ኣድራሻኩምን ብምፅሓፍ ናብ ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲ ግራት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 9 ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ትክእሉ፤

7 ጨረታ ዝዕፀወሉ 21 ለካቲት 2011 ዓ/ም ሰዓት 4:20 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:40 ይክፈት ፤

8 ኣብ ዝቀረበ ቀረብ ዓይነታት ብተጫረቲ ብክፋል ምስዓር ከምዝሰዓረ ኣይውስድን፤

9 እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-450953 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s