ኤጀንሲ ቴክኖሎጂን ሓበሬታ ክልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ግልጋሎት ዝውዕል ፎቶ ኮፒ 2420 መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 7, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 8, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 6, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/06/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 07/06/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30ይከውን፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400527 ምድዋል ይከኣል፤

ጨረታ መደብ