ኵሓ ሆስፒታል ሮቶ ናይ ማይ መትሓዚ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 5, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 5, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 1, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 30/05/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 04/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00
2 እዚ ፕሮፎርማ 04/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ንስ.ቁፅሪ 0344-420221/0305/0914-486195/0914-008094 ምድዋል ይከኣል ፤