ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 4, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 4, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 1, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 30/05/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 04/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00
2 እዚ ፕሮፎርማ 04/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ንስ.ቁፅሪ 0344-400222 /400451/ 410219/ 410103/ 403110 ምድዋል ይከኣል ፤