ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ፀጥታ ምም/ር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢርኡ ዘገልግል ናይ መኪና ፖሊስ 4-0086 ናይ መኪና ኣቅሓ ስለዝደለና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክግልገል/ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 1, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 1, 2011 8:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 30, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ 29/05/2011 ክሳብ 01/06/2011 ዓ/ም
2 እዚ ፕሮፎርማ 01/06/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409947 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤