ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ፈርኒቸር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2011 8:45 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 1, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 28, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ፤መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከቅርብ ዝክእል፤
2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 27/05/2011ዓ/ም ዕለት ክሳብ 30/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00
3 እዚፕሮፎርማ ዕለት 30/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:45 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403477/408299 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤