ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ደኣንት ዋና ቤ/ማዘጋጃ ማፋክቸቸሪንግ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክነስርሕ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 30, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ክሳብ 29/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30

2 እዚፕሮፎርማ ዕለት 30/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406839/408501 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ጨረታ መደብ