ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 28, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥሪ 25, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ክሳብ 27/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዜ
2 እዚ ፕሮፎርማ 28/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418437 ምድዋል ይከኣል፤