ኣብ ሲቪል ሰርቪስ ክ/ትግራይ ዳ/ዳ/ዕ/ፋ/ም/ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኣብ ዮቴክ ህንፃን ዝርከብ ናይ ቢሮ ስቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ዘለው ንብረታት ናብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ከባቢ ዓዲ ሓቂ ፊት ንፊት ደደቢት ፍትሓዊ ልቃሕ ዝርከብ ህንፃ ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያን ናይ ጉልበት ሰራሕተኛታትን /መፅዓንን መውረድን/ ንምጉዕዓዝ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 28, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 24, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/05/2011ዓ/ም ክሳብ 28/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 28/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ሲቪል ሰርቪስ ክ/ትግራይ ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-402431 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ጨረታ መደብ

s