ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ናይ ግሪነሪ ኣቅሑት፣ ናይ ቧንቧ ኣቅሑት፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 24, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 24, 2011 10:10 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 22, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/05/2011ዓ/ም ክሳብ 23/05/2011 ዓ/ም
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 23/05/2011ዓ/ም ሰዓት 10:00 ተዓፅዩ ሰዓት 10:10 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-401989 ምድዋል ይከኣል፤