ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ን/ምምሕዳር ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ናይ ሰፌት መኪና ኣቅሑት መለዋወጢ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 23, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 21, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ካብ 20/05/2011ዓ/ም ክሳብ 23/05/2011ዓ/ም
2 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/05/2011 ሰዓት 3:30 ተዓፂዩ ሰዓት 4:00 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-419498 ምድዋል ይከኣል፤