ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ኣገልግሎት ዝውዕል ፍርናሽን ኮበርታን ካልኦት ኣቅሑትን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 12, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥሪ 18, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
bidding: search status closed
1 በዚ መሰረተ ተጫረቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል
2 መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግበሪ ዘለኩም
4 መረዳእታ ተመዝገብቲ እሴት ታክስ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ይግባእ
5 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ 10 ሚእታዊ ናይ ጠቅላላ ዝሰዓሮ ዋጋ ኣትሒዙ ዉዕሊ ኣስሩ ኣበ ዉሽጢ 8 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝሰዓሮም ኣቅሑት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣታዊ ዝገብር
6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ኣቁሑት 4000.00ሽሕ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ አለዎም
7 እቲ ጨረታ 12/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 4:30 ይክፈት
8 ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 30.00 ቅርሺ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ካብ 17/05/2011ዓ/ም ክሳብ 11/06/2011ዓ/ም ምግዛእ ይከኣል፤
9 ቤት ዕዩና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ኮይኑ
10 ሰዓራይ 20 % ኣብ ነዉሰወከፍ ዓይነት ንብረት ዝቅንሰ ወይ ዝዉስክ ይከዉን
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0347-740661 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል፤