ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ህዝቢ መጋዓዓዚ ኣውቶብስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 20, 2011 8:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥሪ 18, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ንግዲ ፍቃድ ፤መለለይ ቁፅሪ፣ ግብሪ ዝከፈለሉ፤ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ሒዞም ክመፁ ዝክእሉ፤
2 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 20/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30
3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ይክፈት::
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404346/3663 ምድዋል ይከኣል::