ቢሮ ልምዓት ከተማ፣ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝተገለፀ ዝርዝር መዐቀኒ መሰረት መፅሓፍ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 20, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 17, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ንግዲ ፍቃድ ፤መለለይ ቁፅሪ፣ ግብሪ ዝከፈለሉ፤ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ሒዞም ክመፁ ዝክእሉ፤
2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/05/2011ዓ/ም ክሳብ 20/05/2011ዓ/ም
3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ቢሮ ልምዓት ከተማ፣ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ይክፈት::
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400129 ምድዋል ይከኣል::