ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ግልጋሎት ደም ባንኪ ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 17, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 18, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 15, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/05/2011ዓ/ም ክሳብ 17/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይክፈት::
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-405475 ምድዋል ይከኣል::