ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ናይ ዕንጨይቲ ሸካል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 17, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 17, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/05/2011ዓ/ም ክሳብ 17/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ንግሆ ይክፈት::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-417669 ምድዋል ይከኣል::   

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s