ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ጎማ ክትዕድግ ስለዝደለየት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 17, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 17, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 9, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

ተጫረቲ ከማልኡዎም ዝግባእ ረቋሕታት

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ናይ ዝኣተዎ ዋጋ 2% ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል፤

3 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ 08/05/2011 ዓ/ም ክሳብ 17/05/2011ዓ/ም ይኸውን።

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 17/05/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6:00 ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ 15 ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይርከብ።

5 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ

6 እስፔስፊኬሽን እናመፃእኩም ምውሳድ ትኽእሉ።

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ጨረታ መደብ

s