ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንሰራሕታኛታቱ ናይ ፕስችሪ ኣካውንቲንግ ስልጠና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ከሰልጥን ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 4, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 4, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 2, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 01/05/2011ዓ/ም ክሳብ 04/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418556 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።