ቤት ትልምን ፋይናስን ንዳ/ዳ ምትሕብባር ሃፍቲ ወፃኢ ታ.ቁ 4-01073 ት.ግ ሞዴል LAN 25ን ዳ/ዳይሬክቶሬት ኢንስፔክሽን ታ.ቁ 4-01684 ት.ግ ሞዴል HZJ 78L ንዳ/ዳይሪክቶራት ኣ/ስ/ሓይሊ ሰብ ታ.ቁ 4-01068 ሞዴል LN166N ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 3, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 3, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 1, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 መቅረብቲ ካብ ዕለት 30/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 02/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ሰነድ ፕሮፎርማ ምውሳድ ይከኣል።
2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 02/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ተወዳደርቲ ወይ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291/415152 ምድዋል ይከኣል።