ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 27, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ናይ 2011 ዓ/ም ሕጋዊ ንገዲ ፍቃድ ዘለዎ፣
2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/04/2011ዐ/ም ክሳብ 27/04/2011ዓ/ም ይኸውን ።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁፅሪ 0343-400345 ምድዋል ይከኣል።