ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ንነባር ትሕዝቶ መሬት ሽዃል መሳረሒ ኣገልግሎት ዝውዕል ቶታል ስቴሽን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 28, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 30, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/04/2011 ዓ/ም እቲ ሰነድ ምውሳድ ይከኣል።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/04/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30 ተዓፅዩ 01/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-419263 ምድዋል ይከኣል፤

ጨረታ መደብ

s