ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 1, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 1, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 01/05/2011 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይኽእሉ።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s