ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝቢ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 30, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉዕለት ጀሚሩ ክሳብ 26/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:30 ድ/ቀትሪ
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 30/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-405123/ ምድዋል ይከኣል።