ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ናይ መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 26, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 26, 2011 3:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 23/04/2011 ክሳብ 25/04/2011

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅ/ሰዓት ይኸውን።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-417910 ምድዋል ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s