ኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 26, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 26, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅ.ሰዓት
2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅ.ሰዓት
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-401209 ምድዋል ይከኣል።