ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ መጋረጃ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 22, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 22, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 18/04/2011ዓ/ም ዝወዳደሩሉ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 23/04/2011ዓ/ም ካብ ሰዓት 4:00 ፕሮፎርማ ይኽፈት።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599841 ደዊሎም ምሕታት ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s