ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝርከባ ፎቶ ኮፒታት ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 23, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 18/04/2011ዓ/ም ዝወዳደሩሉ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 22/04/2011ዓ/ም ካብ ሰዓት 9:30 ፕሮፎርማ ምውሳድ ይከኣል።

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 22/04/2011ዓ/ም ሰዓት 10:00 ንጉሆ እቲ ፕሮፎሮማ ይኽፈት።

ጨረታ መደብ

s