ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለየ ቤት ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 22, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 22, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 22/04/2011ዓ/ም ካብ ሰዓት 11:00 ፕሮፎርማ ምውሳድ ይከኣል።
2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 23/04/2011ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3:00
ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።