ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናነስን ወረዳ እንደርታ ናይ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዶዘር ኪራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 26, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 26, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 17/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00

2 እዚ ጨረታ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-400403  ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s